Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #14

2016-06-28 17:12

ርትራ ከቢድ ሰብኣዊ ምግሃስ ኣሎ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ድሐሪ ዓስራይ ክፍሊ ንሳዋ ታዕሊም ብዘይድልየቱ ይኸይድ።ናጻናይ ምንቅስቃስን፡ምዝራብን መሰል የለን።ዝኮነ ሰብ ካብቲ ናይቲ መንግስቲ ኣራኣእያ ዝለዎ ሰብ መእዊኡ ኣፍልውጥን።ሓወይ ውን ኣብዚ ሳዓት እዚ ስግረዶብ ሓሲብካ ኢሎም ካብ መስከረም2015 ኣትሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣሎ። ኣነ ንባለይ ውን ኣባል 16 ዙርያ እየ