Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #442

2016-06-30 11:46

ኣብ ኤርትራ ልዑል ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከም ዘሎ ብቓለይ ይምስክር ።ፍርዲ የለን ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቒ ኣንስትዮ ብሓለፍቲ
እቲ ስራዓት ጉኑን ዘይውዳእ ጊላነት ኣብ ልዕሊ ወዲ ሰብ ።
ስለ'ዚ ኢና ነዚ ስርዓት ብትሪ ንቃወሞ ደገፍና ንመርማሪት ኮምሽን
ድማ ነቶም ኣብ ስልጣን ዘለዉ ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ንጽውዕ።