Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #814

2016-07-06 23:08

ገበነኛ ናብ ፍርዲ ይቕረብ! መንግስቲ ህግደፍ ገበነኛ እዩ ቀታሊ እዩ ብዙሕ በቢ ዓይነቶም ገበናት ከም ዝፈጸሙ ህግደፍ ኩላትና ርኢና ወይ ተፈጺሞም ኣብ ልዕሌና።ስለዚ ኣብ ኤርትራ ኣጠቓላሊ ሰላም ንኽመጽእ ገበነኛታት ገበን ከም ዝሰርሑ ብምርግጋጽ ናብ ሕጊ ምስ ዝቐርቡ ጥራይ እዩ፡፡ዓለም ንኻልኣይ ግዜ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ጌጋ ከይትፍጽም።ሰላም ዝደልን ንሰላም ዝሕለቕን ፍትሓዊ ውሳነ ምስ ዝውስንን እዩ እሞ፡ ካብዚ ወጻኢ ንዝኾነ ዉሳነ ፍትሓውነት ዝተጓደሎ ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ።