Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region

Quoted post


Guest

#10

2016-06-28 05:47

ኣብ ኤርትራ ከቢድ ሰብኣዊ መሰል ኣሎ 8 ኣብ ግዱድ ሃራዊ ኣገልግሎት ኔረ።ብዙሓት ኤርትራውያን ተረሺኖም ኢዮም ገበኖም ከይ ተነገሮም።ኣነ ብወገነይ ዝፈልጦ ።ሓደ ተወላዲ ሽዕብ ዝኮነ መንእሰይ ኣባል 5ይ ዙርያ ሃገራዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ፡ኣብ 3ይ ወራር ሃዲምካ ብዝብል ምስምስ ።ኣብ ወርሒ 6 መወዳእታ ረሺኖሞ ።እዚ ሓድጊ ካብ ናይ ሽዕብ ግዳያት ዝኾኑ ኣብ ግዜ ደርጊ።ሓድጊ ክኾነሎም ሕዱግ ዝብል ስም እካ ተዋሂብዎ እንተኾነ እዞም ርጉማት ድማ ኣሰር ስድራኡ ኣስዒቦሞ።

  ሕዱግ ተወላዲ ብሄረ ትግረ ኢዪ ።ሕዱግ ምስልት ድማ ሓድጊ ማለት ኢዩ

Replies


Guest

#44 Re:

2016-06-29 19:40:32

#10: -  ብርግጽ 

 


Guest

#229 Re:

2016-06-29 23:32:43

#10: -  

 

yes that is true

#245 Re:

2016-06-29 23:59:10